ደቅኹም ንምብላዕ ዘይኸእልዎ ምግቢ ተልዩ ንመምህር ክትነግሩ አለኩም ንአብነት ከም ሐሰማ ጀላቲን ዓሣ ዝመሰሉ ንመምህር ወይ ንኦፊስ ከተፍልጡ አለኩም። ናይ ሲሴኤስዲ ወርሃዊ ሜኑዉን እንታይ ዓይነት ምግቢ ከምዘለዎም ክትርእዩ ትኽእሉ ኢኹም ካብ ገዛዉን መግቢ ሂዝኩም ትኽእሉ ኢኹም።
ደቅኹም ናይ ምግቢ አለርጂ ተሊዎም ካብ ሐኪም ወረቀት የድልይ እዩ።እንታይ ዓይነት አለርጂ ከምዘለዎም ጸሃፍዎ።
ናይ ማእከላይን ናይ ካላአይ ደረጃ ትምህርት ቤት ሜኑ አብዚ መስመር ክሊክ ተጌርኩም ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹምyou can find middle school, and high school menus online by clicking here.
ሓድ ሓዴ ናይ ክላርክ ካዉንቲ ዲስትሪክት ተማሃሮታት ብዝተመጣጠነ መጠን ቀዳማይ ዓመት ተመሃራይ ደረጃ፤ ማእከላይ ትምህርቲ ቤት ፤ካልአይ ደረጃ ትምህርት ቤት ዉሽጢ ተመሃሮ መዓልታዊ ምግብታት ናይ ሃገራዊ ትምህርት ቤት ናይ ምሳሕ ፕሮግራም አካል ዝኾነ ዓቀን ብቤተሰብ ብዝሂ ከምኡዉን አታዊ መሠረት ብነጻ ወይ ብሁሱር ዋጋ ምግብታት ክረኽቡ ይኽእሉ እዮም
ናይ ምግቢ አበል መሕተቲ ንሐደ ቤተሰብ ሐደ መሕተቲ ጥራይ እዩ ዘድልይ። ናይዚ መሕተቲ መልሲ ክሳብ ዝምለስ 10 መዓልቲ ይወስድ።አብዚ መስመር ክትሃቱ ነበረታትዕ http://www.fns.usda.gov/documents-available-other-languages እዚ አማራጪ ንተጠቃሚ ዚምችእን ብዙህ ጊዜ ዘይወስድን እዩ ።መሕተቲ ብዋና ምግቢ አገልግሎት ኦፊስ ዉሽጢ ይካሄድ እዩ ረብሃ ዝጅምር ብቅዓት ምህላው ምስተረጋገጸ እዩ።