ኢንተርኔት ንኩሎም ቤተሰብ ፤ንትምህርቲ ቤት ስራህ፤ ስራህ ንምድላይ፤ንኢሜል ምግባር አድላዪ እዩ።ኮክስን( cox) ምስ ኮኔክት ቱ ኮምፒት(Connect2Compete )ዝብሃል ብሃንሳብ ኮይንም ብምትህብባር ብሁሱር ዋጋ ናይ ኢንተርኔት አገልግሎት ንዘድልዮም ቤተሰብ አዳሊዮም አለዉ።
Connect2Compete