መዓልታዊ መደብ ወፍሪ ትዊተርን ናይ ትዊት ግዜን
Daily Tweeter Campaign and Session
ኩሉ ግዜ፡ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ፡
1. ምልክት ጥቕሲ "ኮት" ወሲኽና፡ ትዊት ከመይ ከምእንገብር።
2. ከመይ ጌይርና ዝተዳለወልና ጽሑፋት ትዊት ከምንገብር ዘርኢ ተንቃሳቓሲ ምስሊ ኢዩ።
3. ናይ ኣይፎን መግልሒ ድምጺ (ማይክሮፎን) ከመይ ጌይርና ናብ ገዛ ናይ ትዊተር (ስፐይስስ) ኣቲና ንኽንዛረብ ነዳልዎ።
4. ከመይ ጌርና ናይ ትዊተር ሕሳብ ንኸፍት።
5. ከመይ ጌርና ኣብ ናይ ትዊተር ሕሳብና ዘላ ሊኬቶ ንፈትሓ።
6. ኣይፎን ክንጥቀም እንተለና፡ ነቲ ኣብ ተዊተር ኣድራሻና ዘሎ መሸጐር ብኸመይ ከም እነልግሶ።