ምስባክ
መዝ ፷፰(፷፱)፱-፲
እስመ ቅንአተ ቤትከ በልዐኒ።
ትዕይርቶሙ ለእለ ይትዔየሩከ ወድቀ ላዕሌየ።
ወቀፃእክዋ በጾም ለነፍስየ።
ቅንኣት ቤትካ በሊዑኒ ጸርፊ እቶም ዚጸርፉኻ ውን ኣባይ ወዲቑ ዩ ሞ ነሕዋተይ ጓና፣ ንውሉድ ኣደይ ውን ጋሻ ዀንኩ። እናበኸኹ ንነፍሰይ ብጾም ምስ ኣሕሳእክዋ እዚ መጽረፊ ዀነኒ።
መዝሙር ዘዐብይ ጾም ዘዘወረደ።
፩ መዝሙር ተቀነዩ ለእግዚአብሔር።
<<ንእግዚኣብሄር ብፍርሃት ኣገልግልዎ፣ ብረዓድ ከኣ ተሐጐሱ።
ኵራኡ ቐልጢፉ ይነድድ እዩ እሞ፣ ከይዅሪ፣ ኣብ መገዲ ኸሎኹም ድማ ከይትጠፍኡስ፣ ንወዱ ስዐምዎ። ኣብኡ ዚምዕቈቡ ዘበሉ ዅሎም ብጹኣን እዮም።>> መዝ 2:10-12
<< እግዚኣብሄርሲ ኣምላኽ ምዃኑ ፍለጡ፣ ንሱ ገበረና፣ ባዕላትና ኣይኰንናን፣ ንሕናስ ህዝቡን ኣባጊዕ መጓሴኡን ኢና።
አብ ደጌታቱ ብምስጋና፣ አብ አጸዱውን ብውዳሴ እተዉ፣ አመስግንዎ ንስሙ ኸኣ ባርኹ።
እግዚኣብሄር ሰናይ እዩ እሞ፣ ጸጋኡ ንዘለአለም፣ እምነቱ ኸኣ ንውሉድ ወለዶ ይነብር። >> መዝ 100፥3-5
መዝሙር፥ ተወልደ ኢየሱስ
Feb 9, 2025 (ለካቲት 2, 2017)
ጸሎተ ፍትሓት እግዚኣ ሕያዋን
ምንባባትን
ዕብራ 11፥ 32-ፍጻሜ
1ጴጥ 3፥8 - ፍጻሜ
ግብ 5፥17- ፍጻሜ።
ምስባክ መዝ 44፥22-23
እስመ በእንቲኣሁ ይቀትሉነ ኲሎ ኣሚረ።
ወኮነ ከመ ኣባግዕ ዘይጠብሑ።
ንቃሕ እግዚኦ ለምንት ትነውም።
ዮሓ 12፥23-36።
ቅዳሴ>>> ዮሓንስ ወልደ ነጎድጓድ፡ ቅዳሴ ሰማዕታት
ምስባክ
መዝ.፺፯(፺፰)፡፪-፫
<<አርአየ እግዚአብሔር አድኅኖቶ።
ወበቅድመ አሕዛብ ከሠተ ኪዳኖ።
ወተዘከረ ሣህሎ ለያዕቆብ።>>
ዓዲ፡
መዝ.፵፯(፵፰)፡፰
<<በከመ ሰማዕነ ከማሁ ርኢነ።
በሀገረ እግዚአ ኃያላን በሀገረ አምላክነ።
እግዚአብሔር ሣረራ ለዓለም።>>
ዲያቆን ሮሜ 1፡1-12
ንፍቅ ዲያቆን 1ጴጥ 1፡13-22
ንፍቅ ካህን ግብ 19፡1-10
ሰራዒ ካህን ሉቃ 2፡36-40
ቅዳሴ፦ ዘዲዮስቆሮስ
መዝሙር >>ሖረ ኢየሱስ
Jan 26, 2025- (ጥሪ 18, 2017)
መዝ ፹፫(፹፬)፣፮-፯ (84፣6-7)
ኣስመ መምህረ ሕግ ይሁብ በረከተ።
ወየሐውር እምኃይል ውስተ ኃይል።
ወያስተር ኢ አምላከ ኣማልክት በጽዮን።
ንባባት
ሰራዒ ዲያቆን >>>ዕብ 2፡1-11
ንፍቅ ዲያቆን >>> 1ዮሃ 5:1-13
ንፍቅ ካህን >>> ግብ፣ 10:30-39
ሰራዒ ካህን >>> ዮሃ 2:1-11
ኣውሎግዮስ ኪርዮስ ዘውእቱ፣ ባርክ እግዚኦ ነገረ ዘእምወንጌል_ማቴ፣ ማር፣ ሉቃ__ ረድኡ ወሐዋርያሁ ለእግዚእነ፣ ኢየሱስ ክርስቶስ ወልደ እግዚአብሔር ሕያው ሎቱ፣ ስብሐት ወትረ እስከ ለዓለመ ዓለም፣ አሜን
በዮሐንስ ወንጌል>>>ዝቃል ዘእግዚእነ ወአምላክነ ወመድኃኒነ ኢየሱስ ክርስቶስ ለክብረ መንግሥቱ ሰብሐት እስከ ለዓለም
ቅዳሴ፣ ዘዲዮስቆሮስ ወይ ዘ፫፻ት
ዘዮሐንስ፥ ዘየአምን በወልድ ቦ ሕይወት ዘለዓለም።
"ብወልድ ዚአምን ናይ ዘለዓለም ሕይወት ኣለዎ"
መዝሙር <<እሙነ ኮነ ልደቱ>>
ጥሪ 4, 2017 (1/12/2025)
2ይ ቆሮ 1:13-ፍጻ
1ይ ዮሃ 2፡22-ፍጻ
ግብ 13፡20-27
ስብከት መዝሙር 117፣(118)
እቲ ብስም እግዚአብሔር ዚመጽእ ብሩኽ'ዩ፣
ካብ ቤት እግዚአብሔር ንባርኽኩም ኣሎና።
እግዚአብሔር ኣምላኽ'ዩ፣ ንሱውን ኣብርሃልና፣
ነቲ መስዋእቲ በዓል ዓመት ክሳዕ ኣቕርንቲ መሰውኢ ብገመድ እሰሩ።
እግዚአብሔር እግዚእ ኣስተርአየ ለነ።
ግበሩ በዓለ በትፍሥሕት በኅበ እለ
ያስተሐምምዎ፣
እስከ ኣቅርንቲሁ ለምሥዋዕ።
ሉቃ 2:41-ፍጻ "ካብ ኦሪትን ነብያትን ሓንቲ ቃል ካብ እትወድቅስ ሰማይን ምድርን ኪኃልፍ ይቐልል" በለ ጎይታ ንደቀ መዛሙርቱ።
"ይቀልል ኅልፈተ ሰማይ ወምድር፣ እምትደቅ አሐቲ ቃል እምኦሪት ወእምነብያት።"
ቅ.ዘዲዮስቆሮስ
ልደት ዘቅዳሴ
ሮሜ 11:25-ፍጻ
1ዮሐ 4:1-9
ግብረ ሐዋርያት 7:12-22
ስብከት መዝሙር 88፣27-28 ወአነሂ በኲርየ እሬስዮ፣
ወልዑል ውእቱ እምነገሥተ ምድር።
ወለዓለም አዐቀብ ሎቱ ሣህልየ።
መዝ 71,15-16
የሐዩ ወይሁብዎ እምወርቀ ዓረብ፣
ወለልፈ ይጸልዩ በእንቲ አሁ፣
ወኲሎ ኣሚረ ይድኅርዎ።
ማቴ 2:1-12 "ሰማይን ምድርን ክኃልፍ እዩ፣ ቃለይ ግና ኣይኪኃልፍን ኢዩ" በለ ጎይታ ንደቀ መዛሙርቱ።
ቅ.ዘዲዮስቆሮስ