ዕላማና ንዓማዊልና ዘተኣማምን፣ውሑስን ፅርየቱ ዝሓለወን ናይ ኤሌክትሪክ ኣገልግሎት ብተመጣጣኒ ዋጋ ምቕራብ እዩ።
ዕላማና ንዓማዊልና ዘተኣማምን፣ውሑስን ፅርየቱ ዝሓለወን ናይ ኤሌክትሪክ ኣገልግሎት ብተመጣጣኒ ዋጋ ምቕራብ እዩ።
ካብ ነዊሕ እዋን ጀሚርና ኣብ ኩሉ ዓይነት ናይ ኤሌክትሪክ ዝርገሐን ፅገናን እናተዋፈርና ንዓማዊልና ኣገልግሎት ክንህብ ፀኒሕና። ስራሕና ብእምነትን ብዘመናዊ መሳርሕታት ዝተሓገዘ እዩ።
ኣብዚ ቀረባ ጊዜ ዘሳለጥናዮም ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ዝርገሐ